ይአክል! በቃ ይአክል!!

Poems

(ብተመስገን ከበደ) –

ብጽልዒ ተወጠሩ
ንምቅታል ንፁሕ በል ገበነኛ
ንድሕሪት ዘይብሉ
ዘስዕቦ ጉድ ዘየስተውዕሉ::

ኽንደይ ግዜ ኽንፅበዮም
ኽንደይ ግ አብ ማዕገርና ኽንሽከሞም
ሕጅስባ ንዮው በሎም
ምስጋዕ ገልጠሞም::

ኽንደይ ግዜ ኽስትዩ ስብ ደም
ኽቅርጡሙ ዓፅሚ ሃደምደም
ንብረት ስብ ክሰርቁ ሃተምተም::

ኽንደይ ግዜ ቀቲሎም
ብሰላም ኽድቅሱ ገዝኦም
ይአክል ንበሎም
ሕዚስ ይአክል ንበሎም:
እትግበእም
ፀልማት ነሽፍኖም::

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *