ሓመድ ልሒስና!!!

News

ሓመድ ልሒስና
ግን ነይጠፋእና፣
ካብ ሞት ተንሲእና
ብሕይወት ኣለና።
ሓመድ ልሒስና ተላዒልና!
ነቶም ሓመድ ዘልሓሱና
ግዲ የለን፣ ገና ገና
ብደቅና፣ ብደቂ-ደቅና
ሓመድ ድፋጫ ክነልሕሶም ኢና።
ገ\ኢ. ጐርፉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *