“Total revolution” Isayas style!

ንኣፈን ዘይብለን ቀጠምጠም ሓሪር መሪር ንርእሰን ሻሽ መጠምጠም፣ Apple polishers, narcissists, paid against, dork cretins are driven to accomplish a given task. They have no space for a nerve tissue or choice but to carry on the tasks assigned. They cannot or couldn’t question why they have to do the missions assigned. They have no […]

Continue Reading

ይገርመናሎ!

ይገርመናሎ! ቀጥቂጥካ፣ ጀፊዕኻ ኽንደይ ዘየቑሰልካ:: ሓሪድካ ኽንደይ ደም ዘየፍሰስካ: ቀቲልካ ኽንደይ ዘይቐበርካ:: ደቂ ሰብ ምጏኖም ቅንጭ ከይበለካ: እንታይስ ዓጅቡካ ቑፅሮም ዘይፈለጥካ: መንከ ኽሓተካ:: ውዒልካ ሓዲርካ ቐኒኻ ዓመታት ኣቑፂርካ: ዊስኪ እናሰተኻ ጮማ እናቖረፅካ:: እሂን ሚህን እናበልካ መቐመጫ ጎራዙ እናደረዝካ:: ዘይወግሕ መሲሉካ እሞ ሕዚዶ ይሕሸካ ማዕበል ቡዱላት እንትንህደካ ወዕተዊ መውፂዒ ሲኢንካ: ንጀርመን እንተሃደምካ: እስራኤል እንተጎይኻ ኣትላንታ እንተተሓባዕካ […]

Continue Reading

My Mother!

When I listen to a kerare/ክራር sound, It carries me away beyond The universe’s bound. Leaving the drags of darg behind If only it could last long around! I guess I share the same haplotype No surprise as I came out from her tripe. My mother was never been music Aficionado Nor was she privileged […]

Continue Reading

Tribute to Tigrian/ተጋሩ Martyrs: Eritrea on the wrong side of history

I am lost In the depths of thought Why are we on this planet brought Only to be caught And immersed in feelings fraught. Shade you tears Douse your dress Sprinkles of blood From scratches of your face Profuse all over the fichu lace Watched from the side By mourners in distress That is what […]

Continue Reading

ጋሻ

ዘይሐልፍ ጋሻ ኣጥቢቕካ ስዓሞ ዝብል ጽዋ ጥንቲ ቀደም ወለድና ሎሚ ዝመጸና ሓድሽ ጋሻ ግና ብመረብ ወሪዱ ኣትባራ ዝጽምበር ምኣዝ ሰብከ ኾይኑ፣ ጋሻ-ውሕጅ እምበር። ጋሻ-ውሕጅ’ዩ፣ ማንም ዘይሓለሞ፣ ሒዙካ እንትኸይድ ጋሻ-ውሕጅ’ሞ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣጥቢቕካ ‘ትስዕሞ? ውሕጅ ዓማጺጹ ምስ ገላበጠካ፣ ሓሬት ማይ ሰቲኻ፣ ጣኒኻ ምስ ሞትካ፣ በድኒ፣ ሬሳ እምበር፣ ምኣዝከ ሰብ ኴንካ! በል እምበኣር ስማዕ ኣነስ ዝመኽረካ […]

Continue Reading

The dog I raised bit me in the face!(ዘእበኽዎ ኽልቢ ነኺሱኒ)

It was a sort of an abattoir – But an open space With no gadgets in use To process the byproducts, Forced-meats, marrows or ligaments For induced appetites And profits for a market – Bovines were slaughtered Only for their comestibles meat Among stakeholders to be shared. The rest was left scattered For those on […]

Continue Reading

ሸኽ፣ሸኽ፣ሸኽ፣ ኣረ ሸኽ!

ኣየ ናትካ ነግር ዕማም ተሸፊንካ ቐሚሽ ተኸዲንካ ጎተት ጎተት፣ ጋውና፣ ርዕሲ ሽክና ፈታው ኸርሱ የመና:: ተግባርካ ዑኩይ ድቃስ ዝሳኣነ ዓለም እናዛወነ ባርዕ ትኹልዕ ስብ ንስብ ክተባልዕ:: ንሱ በይን መዓንጣኡ ክትስልፍ ዓውዲ ውግዕ:: ሓዊ እናቅቐቐለ ደኽታማት ደም ኽተጉስዕ ምሸት ምሸት ቐትሪ ቐትሪ እንትፍርነሽ እንትዋሪ ፐትሮ-ዶላር ኽኣሪ ላዕልን ታሕቲን በራሪ በይን ወነ በረኻ ኽዘምት ሓያማት ገዲፊ ክትሞውት:: […]

Continue Reading

በራድ እንተገልበጥካዮስ በራድ!

የማን ፀጋም ፀፋዕፋዕ ንፀሊም ፃዕዳ ጎንብሕ ጥልዕ ፕረዚደንታት በሎ ግዝኦም ዝሓለፈ ዐዕራብ ንጉሥታት ጉርንጭቶም እመት ዝኣክል መልሓስ ሞረድ እናደጋገምካ ምልሓስ ክሳዕ ዝጭምደደ፣ እንተተኾቡ ቁርብተይ ርያድ:: ሃንፋፍ ኢድ ስብ ዝለመደ ከይፀመደ ኣንጎደ ዝረኸቦ ከይወገነ ኣምላኽ ኸይኣመስገነ ናይ ስብ ዕጃም ክኸትር ኒሂሩ በነነ:: ፈቖዶ ኣይሮባ ጏይላ ጨፈራ ዳስ ዳንኬራ ተሸፊንካ መከረኛ ባንደራ ምድጋስ ፈሽፈሽ ባጠራ ነሽነሽ ዳሞተራ፣ […]

Continue Reading

ማን ልበል የዱር እንስሳ! እታለም ኃይለማርያም ወይስ መነን ኃይሌ ኣንርሳ!

ኣባቱን ኣያውቅ እናቱም እንደዝያ የቆመበት መሬት ባእድ ሃገር ማን ከማን ሳይለይ የእትብት ልጅ ሳይል ባይቶዋር ሲያስተናግድ ኣብሮ እንዲኖር የፈረደበት እዳ ተቀባይ እንግዳ:: ይህ ኣልብቃ ብሎ የሸይጣን ልጅ ዲያብሎ፣ ባይቶዋር ትርክቱን ጀመረ የሌሌ የዘር ሃረግ ዘጠኝ እየቆጠረ:: ኣባቱን ኣያውቅ እናቱም እንደዛ ማንነቱን ሲንዛዛ፤ የሂልና ቀውስ ሲበዛ:: የትብት ልጅ ብሎ የለ ለእማኝም እንዳይኖር በእሳት እያቃጠለ መሬቱም የኔ […]

Continue Reading

ኣንዳርጋቸዎች

ኣንዳርጋቸዎች! ኣንድ ኣርጋቸዎች እኚህ ተኩላዎች፣ ድሮውም ኣንድ ነበሩ ኣሁንም ኣንድ ናቸው የቆሙትም ላንድ ወገን ብቻ ነው:: ምነውሳ ኣሁን ዋይዋይታ ኣበዙ ኑዛዜ ንስሃ ባኣደባባይ ነዘነዙ ድሮ የሚያውቁትን ሃቅን ኣፈሰሱ:: ግፍ ጥቃት ሲበረታ በንፅሃን ገፅታ፣ ኣልይም በዝምታ ኣለፍ ኣለፍ ብሎም በደስታ ጥፋት ሲበረታ ሻምባን ደግሶ የመንደር ጫጫታ:: ኣሁን በራስ ላይ ሲደርስ ስትዘርፍ ኣብሬህ ስጎርስ ስትገድል ኣብሬህ ስቶክስ፣ […]

Continue Reading

The Ethiopian Human Rights Commission: A Champion of Transitional Justice?

Since the signing of the Pretoria agreement which ended formal hostilities between the Ethiopian government and the Tigrayan Forces in November 2022, transitional justice has become a leading topic of debate in many Ethiopian and international circles. The spike in interest was spurred in part by nationwide public consultations that are being held based on a January […]

Continue Reading

ብርጌድ ንሓመዱ!

ተቀበለኒ ዝናረይ ኹላይ ሰናዲረይ ሓውይ ወዲ ኣደይ ኣይደኸምኩን ኣይበልኩን ረይረይ ጥይት መንዚዕዋ ተቓላሲት ኢደይ ደመይ ይፍሰስ ይስተዮ መሬት ኣዲ ኣቦይ ኾላይ ወላዲተይ የብቑል ፍዮሪታት ዝብል ለይለይ:: ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ ኣብ ሩሑቅ  ይኹን ቀረባ ይመችው ወይም ይኽፋእኻ ተቀበለኒ ዝናረይ ታዓጠቅ ብረተይ ኹን ፈዳይ ሕነይ: ሕድሪ ኣለካ ናይ ስውኣት ዓሕዋትካ/ኣሓትካ ከይኣክል ናይ ባዕዳውያን መፅቐቲ ዝበኣሰ ናይ ውሺጢ ፀላዕቲ ኹላይ ላንጋ ላንጋ መንጨብጨብቲ ብደም ሱውኣት ነገድቲ ሃገር ንኽሸጡ ዝብሉ ላዕሊን ታሕቲ:: ደምስሶም ተለዓል ደምስሶም ካብቶ ሃፄያውን ዝገደዱ ንሶም:: ኣብ ዘለኻዮ ኣርድ ሎንደን በሎ ሲያትል: ስዊድን በሎ ጊስን: ቶሮንቶ ኾላይ ኣዲ ሃሎ ቦሎ: ቦሎ: ቦሎ ክሳዕ ዝኣኽሎ:: ክንደሻዕ ኣሎ ኽትፃወሮ እዚ ስቃይ ሃገር  መንሽሮ:: ወላዲት ክትርገም ትሸዓተ ወርሒዶ ኢሳያስ ክትሽከም! ጠንቂ ሃገር ዘይሓስብ ቁምነገር […]

Continue Reading

(Updated) ዘይወግሕ ወጋሕታ!

ኩኩናይ ዘይንቁወሉ መረበታ ገድሊ ምሸት ገድሊ ወጋሕታ ወላድ  ምግልጋል ፃዕሪ እንትጎታ ክሳብ ኣፈሞታ ኣብክንዲ ክንዲ ሓገዝ ምሃብ ዘውርድ እፎይታ ምሽምጣጥ ተፀጊዕኻ ኣብዝሞቀ ቦታ እናበልካ ባዕላ ዘምፀኦቶ ሸማሚታ ክተሽሞንምን ኣብ ገዛ እንዳማታ: ጉንብስ ጥልዕ ዘልመደት ንጎይታ: እናበሉ ትልብድዋ ዘይ ናታ: ኣንታ! በል ስማዕ መዘከርታ! ነገር ሽፍታ ናታስያ ንሓማታ! ቀደሙውን  ዝኹሉ ዋዕዋዕታ ነወሕቲ መላሕስ  ፈርኬታ ባዕሎም ጮርጊፎም ኡይኡይታ:: እዋን ገድሊ ኾታ! መጀመርታ እዋን ‘ዘመነ መሳፍንት’ ኢልካ መፀለምታ ሹም ምሃብ መፀዋዕታ:: ሓደ ሓደ ሰባት ሚካኤል ሱሑል ‘ዘመነ መሳፍንት’  ዝብል:: ስያሜ ን1676-1876 ሂቡእሎም ይዛረቡ:: ሱሑል ዝበሎ “ፍፃሜ መንግሥቲ” እንትኾውን  “ፍፃሜ መንግሥቲ” ማለትን ‘ዘመነመሳፍንት’  ማለት ሓደ  ትርጉም ፈፂሙ የብሉን:: ‘ዘመነ መሳፍንት’ ዝበልዎ ናይ ኣምሓራ ፀሓፍትን: ሊሒቃን ኢዮም :: ኣምሓራ ሊሕቃን ኣልየቶም ጠቕሊሉን ጨምዲዱን እንተዘይገዚዑመሬት እንዳማቶም: እንተዘይጎቢጦም: ንዖዖም እንተዘይጢዒምዎም:  መፀለምታ ነውሪ ስም ‘ዘመነ መሳፍንቲ’ ኢሎም  የናሽውዎነዙይ ሕንፍሽፍሽ ባዕሎም ክምዘይፈጠርዎ:: ቁስሊ ዝፍጠር ኣካል መጥቃዕቲ ምስበፅሖ እዩ:: ቁስሊ ስቅ ኢሉካብ ሃዋሁው ጡብ  ኢሉ ኣይፍጠርን:: ክምኡውን ‘ዘመነ መሳፍንት’ ስቅ ኢሉ ካብ  ሰማይ ዝወረደ ሕንፍሽፍ ኣይነበረን:: ቅድም ኢሉ ሥርዓት ኣንኮበር/ሸዋ ዝወለዶ: ተኣጅሉ ንክፍንድዕ ግዜን መዓልቲንዝፅበይ ዝነበረ ቁስሊ እዩ:: መሬቶምን መስሎምን ብኣንኮበርያን/ሸዋ ዝተነጠቁ ኣጎው: ቤተ ስራኤል: ሽናሻሻንቅላ/ቤንሻንጉል: ቅማንት: ትግራዎት ወዘተ …. ግፍዕን በደልን ኣስካሕኪሕወምኣንቀር ምስበፅሔ: መሰሎምን ኸኽብሮምን:  ርስቲ መሬቶምን ከምልሱ: ካብ መግዛቲ ሓራ ንክወፁ ሳኣንብቁዕን ፁሩይን ውዳቤን መሪሒነትን ደንገርገር ዝበሉሉ እዋን እንትኸውን: ‘የፊክክር ቤት ሳይዘጋ ያድራል’ ክምዝባሃል ኣምሓራ ገዛእቲ ዓይኒ ኣግፊሖም ዘሎንዘየለን ክመናጠሉ: ዓይኒ ንዓይኒ ክናቆሩ: ክባሉዑ: ክቃተሉ ዝፈጠርዎ ሕንፍሽፍሽ ኢዩ: ‘ዘመነ መሳፍንት’ ዘይኮነስ ዘመነ ገድሊ ከምዚ ሕዚ እዋን ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ እዩ:: ተስፋሕፈቲ ብሰላም ደቂሶም ዝሓድሩላ እዋንን: መዓልቲን የላን:: ካብ ገበን ዝፈፀምዎ በዝሒ ሑቐ ዝባኖም ስለዘየኣምኑ: ኩሉሳዕ ብረት ምስተሓንገጡ: ኩሉሳዕ ምስ ፎከሩ:  እታዛሓዝዋ መሬት ትፀንሕዶ: ትኸይድ: ሰለዘይተኣማመኑ ኩሉሳዕ ናይ እንዳማቶም ሓዱሽ መሬት ንጥቂ: የማንን: ፀጋምን:  ምውራር ኣብ ደም ሥሮም እተነደቀ ባህረ ጠባይ እዩ:: ካብ ካብ እጃም ቁርሾ መሬት ኸባብቢሸዋ ዘሊሎም ንወሎ: ካብ ወሎ  ንጎጃም: ካብ ጎጃም ንበጌምድር: ካብበጌምድር ንትግራይ ክዋናጥሑ: ዝነጠቅዎ በሊእዖም ከይፀገቡ: ራዕድን ሁውከትንዝፈጥሩ ቁራፅ ኣጋንንት ዓልየትእዮም:: እግዚሔር  ዕድል እንተሒቡካ ንጋኔን እንታይ ትገብሮ?ምስጋኔን ተፀጊዔ ክነብርዝብል ስብዶ ኾን ይህሉዶ? እንድዕሉ ኣይመስለንን: ርግማን እንተዘይ ወሪድሉ! ‘ሞኣ ኣንበሳ ዘእምነገደ ይሑዳ’ ኢልካ እንዳ ፈኸርካ: ቤተ እስራኤልያዉያን ዓልየትእንዳፅነትካ: መሬቶም  እንዳገፈፍካ እስራኤላውያን እየ ማለት እንታይ ይበሃል? ምናልባት ሰሎመን ተወላዲ መንዝ እዩ ኢልካ እንተዘይሰበኽካ! ናይ ኣምሓራ ሊሕቃን ብዕራይ ኣድጊ ወለደ ትርኽቲ ኣውጊእኻ ኣይውዳእን:: እሞ ናብቲ ዘምፀአና ጉዳይ ክንምለስ: መሳፍንቲ ሸዋ ካብ1270-1748 እንዳተጋላበጡ በትረ ሥልጣን  ኢትዩጵያ እንተንደቕድቕሉ: መሬትን ኣዲ: ኦሮሞ: አገው: ቤተስራኤል: ሺናሻ ቤንሻንጉል: ትግራይ  እንትሰርቑን: ዓልየትተፅንቱ : ኹሉ ነገር ጡዑም እንትበዝሕ ግን መጨረሲኡ ኣብ ሓንጎልካ መርዚይነዝሕ ኸም ዝበሃል: 27/6/1755-7/5/1769 ንጉሥ እየስቶስ/Iyoas I (ወዲ ኢያሱ ዳግማይ) በኣቡዑእንትኸውን: እኖሓጉዑ ንግሥቲ ምንትዋብ እንትትኸውን: ኣዲዑ ውቢት በርስባ/ Berebsa ኦሮሞ እያ:: እየስቶስ ኦሮሞኛ እምበር ኣምሓርኛ ዘይዛረብ ተስፉሕፋሕቲ ኣምሓሩ ዘደንገፀንጉሥ ነበረ:: ይብኣስ 3000 ኦሮሞወታደራት ኣስልጢኑ መረሕቶም ባይራል/Birale ልቦ/Lubo ዝበሃሉ ኦሮሞ ኣዘዝቲ ኣኮታቱ ሾመ:: ነዙይ ክቓወሙን ክምክቱ: […]

Continue Reading

ዘመነ መሳፍንት

ዘይወግሕ ወጋሕታ ኩኩናይ ዘይንቁወሉ መረበታ ገድሊ ምሸት ገድሊ ወጋሕታ ወላድ ምግልጋል ፃዕሪ እንትጎታ ክሳብ ኣፍ ሞታ ኣብክንዲ ሓገዝ ዘውርድ እፎይታ ምሽምጣጥ ተፀጊዕካ ኣብዝሞቀ ቦታ እናበልካ ባዕላ ዘምፀኦቶ ሸማሚታ ክተሽሞንምን ኣብ ገዛ እንዳማታ: ጉንብስ ጥልዕ ዘልመደት ንጎይታ:: እናበሉ ትልብድዋ ዘይ ናታ ነገር ሽፍታ ናታስያ ንሓማታ ቀደሙውን ዋዕዋዕታ ነወሕቲ መልሓስ ፈርኬታ ባዕሎም ጮርጊፎም ኡይኡይታ:: እዋን ገድሊ ኾታ […]

Continue Reading