ድሕር እንተበልካ እንታይ ይመስለካ?

(ብተመስገን ከበደ) –  ዘመናት አቁጺርና ኻቭ አቀም ንላዕሊ ፀቕጢ በዝሒና መውፂኢ ሲኢና ንቁልቁል ጥሒልና: ዝሞተ ሞይቱ ዝቀረይና ዘይንስና መሲልና ስደት ዓዲ ጋና ትረግፁና ተጨማልቁና አሜን እናበልና በደልን ግፍዒ ተፃዊርና ትነብር ረጊእና: ኸምዘይተጎዳእና ኸምዘይተዋረድና አብ ኸብዲ ቃፂርና ደሰ ኸይብሎም ፀላእትና እረ እናጣዓመ ኽምስ እናበልና ግዜ ዘምፀኦ ግዜ ኽወስዶ እናተፀበይና ጫፍ ገደል ምስበፃሕና ምርጫ አልቦ ብረት ምስዓጠቅና: […]

Continue Reading

ዘይወግሕ መሲልዎ/ዋ!

(ብተመስገን ከበደ) – መን ተቀቲሉ መን ኽሓድር ብሰላም ዊዒሉ: ናይመን ንብረት ዓንዩ ናይመን ኽነብር ተወኒኑ መን ተዋሪዱ ዘይንሱ መሲሉ መን ኽነብር ተኸቢሩ ተኻሒሉ: ናይመን ደም ፈሲሱ አዕፅምቲ ተኽስኪሱ ናይመን ኽፀንሕ ተሓብሒቡ አብነብሱ: መን እናኸተረ መን እናዓመፀ እናዓንደረ ስብ እናደፈረ እናባጨወ ኽነብር: ኤርትራ – ዋይ! ዓጎራ: ዘይወግሕ መሲልዎ እብ ቡኽራ ይወፅዕ ሠገራ: ናይመን ዘርኢ ፈሊሱ አዱ […]

Continue Reading

የትግራይ ጀኖሳይድ በቃላት ሲነገር

(በጥዑም መዝገቦ) – ዐብይ አሕመድ፣ ኢሳያስ አፈወርቂና አማራ ፅንፎኞች ትግራይ ለማጥፋት አበሩ፣ የዳንኤል ክብረት፣ የተመስገን ጥሩነህና የአገኘሁ ተሻገር መርዛማ ምላሶች አሰማሩ፣ ከባእዳውያን ተባብረው ትግራይ ወረሩ:: ታናሽና ታላቅ ሲገደሉ ሴቶች ሲደፈሩ በአረሜኔ፣ በኢትዮዽያ መከላከያ፣ በአማራና በኤርትርያ አራዊቶች ህዝቤን ሲጨፈጨፍ በጭካኔ ባለ መኖሬ፣ በሩቅ ሁኜ ለህዝቤ ድምፅ እንድሆን ቀና ሌሊት ስጮህ አማርሬ፣ ህዝቤን ጭሆቴ በጭላንጭል ተፋ አገኘ […]

Continue Reading

ትግራ አላ እድመ ብዙሓት አሉላ!

(ብበላይ አምበላይ) – ኽፍክር አይደለኩን ፈኪረ እውን አይፈልጥን እንካንዶብዘይተገብረ ቦሎኽሎኽ ኸምዘሓረረ ጥረ ብዝተገበረ ቅያ ዓለም ዘመስከረ አይፈልጥን ፈኪረ:: ይመስክር ውግዕ ዝዋዓለ: ምሳይ ዝነበረ እንትካሻሕ ጠምሻሕሻሕ እንትንዋደቅ እንትንትስዕ ቃላይ ድም እንትንሕምስ ፀላዒ እንትድምስስ ፀላዕኢ ደም እንትጎስዕ አብዘይ ፋሓስናዮ ውግዕ አብዘይ ደለናዮ ሕልኮ አቲና እንትንወድቅ እንትንትስዕ እንትዝክር እንተስታውስ ሓረስታይ አሉላ መንዕስይ አርዕቱ ደርብዩ እንትግስግስ ሃለዋቱ ኸ ኽብር […]

Continue Reading

ይአክል! በቃ ይአክል!!

(ብተመስገን ከበደ) – ብጽልዒ ተወጠሩ ንምቅታል ንፁሕ በል ገበነኛ ንድሕሪት ዘይብሉ ዘስዕቦ ጉድ ዘየስተውዕሉ:: ኽንደይ ግዜ ኽንፅበዮም ኽንደይ ግ አብ ማዕገርና ኽንሽከሞም ሕጅስባ ንዮው በሎም ምስጋዕ ገልጠሞም:: ኽንደይ ግዜ ኽስትዩ ስብ ደም ኽቅርጡሙ ዓፅሚ ሃደምደም ንብረት ስብ ክሰርቁ ሃተምተም:: ኽንደይ ግዜ ቀቲሎም ብሰላም ኽድቅሱ ገዝኦም ይአክል ንበሎም ሕዚስ ይአክል ንበሎም: እትግበእም ፀልማት ነሽፍኖም::    

Continue Reading

ንሕና!

(ብያሬድ ሕሉፍ) – ንሠርሕ የፍርሱ ንተክል ይቆርፁ ነስቲ ድርቂ ይጋብዙ ንሕብሕብ ሥጋ ሰብ ይቆርፁ እውቀት ንምሕዝ አ እምሮ የደብዝዙ ፍትሓውያን ፍርደ ገምደላውያን ንፅዕር ይፍክሩ ንምነይ ይጅሓሩ እንትንቃለስ ኽንነብር እንትቀትሉ፥ እንትርሕርሕ ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ:: ንሕና ተጋሩ ንሳቶም አምሓሩ ኣሕንቂ ቅናዮም እንታይ ዘይገበሩ::    

Continue Reading

ሲኦል ድሕሪ ኽንደይ

(ብተመስገን ኸበደ) – ድሕሪ ኽንደይ ሲኦል ድሕሪ ኽንደይ ጏሕሪ ኤርትርያ እዙይዶ ትሓሪ! ኽንደይ ሕዝቢ ኸምዘይፈለሰ: ኽንደይ ዐጽሚ ኸምዘይተደቆሰ: ኽንደይ ኣካል ኸምዘይ ተደርመሰ: ኽንደይ ደም ኸምዘይ ተኸስከስ: ኸክንዲ ንብዓት ኸም ውሕጅ ኸምዘይፈስስ: ድሕሪ ኽንደይ ውጽፃእ ውረድ ህልኽ ዘጨረስ: ንኽትደግሞ ዘስኻሕኽሕ: ንኽትስምኦ እዝንኻ ዝኹርኩሕ: ኤርትርያ ዝሓለፈቶ መዳራጉሕ:: ዝኹሉ በደል: ዝኹሉ መግረፍቲ: ዝኹሉ ደም : ዝኹሉ መስዋእቲ: ዝተኸፈሎ […]

Continue Reading

ማን ብለን አንጥራቸው?

ከጡዑመ ልሳን፡ አድማሱ {የዚህ ርእስ፡ ኢላማ የሚያነጣጥረው የዚህ እኩይ ተግባር ፈፃሚ/አስፈፃሚ በሆኑት ብቻ ነው፡} እስከ ማእዜኑ? እስክ ማእዜኑ፡ ህዝብ እሚታመመው፡ በርሃብ የሚያልቀው፡ እስከ ማእዜኑ፡ ስልክ ሚታገደው፡ መብራት ሚቅዋረጠው፡ እስከ ማእዜኑ፡ ህጻናት የሚያልቁት፡ እናቶች በወሊድ ሚሞቱት፡ እስክ ማእዜኑ፡ መንገድ የሚዘጋው፡ ባንኮች፡ የማይሰሩት፡ ጦርነት አውጆ፡ በርሀብ፡ በህመም፡ ህዝብን የማምከኑ፡ ካላንዳች መፍትሄ፡ ካላንዳች መቅዋጫ፡ እንዲህ የሚኮነው፡ እስከ ማእዜኑ? […]

Continue Reading

እሱማ!

(ብበላይ አምበላይ) – ቋንቋ ብሎ አማርኛ ፊደሉ ከየት መጣ ስደተኛ እሱም ቢሆን ዲቃላ አይሉት ቀጥተኛ ኣባቱ አይታወቅ ከናቱ የተኛ ዐብይ አህመድ መዘዘኛ ያልሄደውን መንደር ያልረገጠው አፈር ያልቀመሰው ኩሸር ያልጠነጠነው ድር ያልቀመመው ሻጥር ያልጎነጎነው ምስጥር ያላቀፈው እግር ቀይ ይህን ጥቁር የለም በዚች ዓለም ምድር:: መልከ መልካሙ መሳይ ዐብይ አውራ መንገድ ቁሞ የዋሁን አታላይ ሰይጣኑ ኢሳያስ በፍቅር […]

Continue Reading

ወሮበላ!

(በተመስገን ኸቨደ) – ወሮበልላማ ወሮበልስ ነው አያስገርም ባጋጣሚ ቁራኛ መንገድ ላይ ብታገኘው ተከታይ ማፍራቱ ነው ምያስደምመው: ይህ ነው ግዜ ስበላሽ እምለው። የወሮበላ ነገር ተነግሮም ማያልቅ ወሃ ቅዳ ዋሃ መልስ ይመስል ፍትሕ ያነግስ አጥፊዎች በይቅርታ ከሥር ሲለቅ: የተተፋው ምራቅ ገና ሳይደርቅ ካርቸሌው ጭንቅንቅ ድብልቅልቅ በቂም በቀል የታሠሩት ለማድቀቅ:: ወሮበላ ፈላጭ ቆራጭ ንጉስ ነገስት አልጋ ላይ ተቀማጭ […]

Continue Reading

ኣባ ዓራርኽና

‘ታ ሠራም ደሞተራ ምስ ምኢቲ አእጋራ ‘ነባ ዓራርኽና “ንዓ’ንዶ አዋግዐና፣ ተዓኹሊልካ በይንኻ ‘ታይ ትገብር አለኻ?” ኢላ ‘ሞ ቐረበቶ ኣጥቢቓ ጠየቐቶ፤ ” ‘ታይ ‘ሞ ኽዛረበሉ አረ እዝግዮ! በሉ፣ ሽሕ እግሪ አለኒ ኢለ ክኾርዕ ወላዊለ፣ ሎም ‘ዶ ጉድ መጸኒ፣ መገረም ገረመኒ፣ ዓይነይ ጉድ አርአየኒ! ሕሉፍ እዩ ሎም-ዘበን እግሪ ዘይብሉ ተመን ብዙሕ ዘስደመመኒ ጎይዩ ‘ባ ቐደመኒ!” ገ/ኢ. ጐርፉ

Continue Reading

ሓውዜን

(ብያሬድ ሑሉፍ) – ስብ ይኹን እንሳሳ ቆልዓ ይኹን ጎረምሳ ሰብኣይ ይኹን ቆልዑዝሓረሳ ዝአረጉ ኸምዑውን ዘፍለሳ ሓረስታይ በሎ ተሽካሚ ቦርሳ ተመሃራይ ኾነ ሓላው ጤል ጏሣ ተኸዳን ጋሣ ኾታስ መን ተሪፉ ሲኦል ዘይቀመሳ: ሓውዜን ተሓሚሳ:: ሰማይን መሬት ተሓዊሱ እዳጋ ብቦንቢ ተሓሪሱ ፍጥረት ኩሉ ተሰንኪሉ ንብርት ተደምሲሱ ደም ከምውሕጅ ፈሲሱ ምስ ንብዓት ብኣካል ዝተረፉ ተሓዊሱ ወሓጄ ንተከዘ ሬሳ […]

Continue Reading