ንሕና!

Poems

(ብያሬድ ሕሉፍ) –

ንሠርሕ
የፍርሱ
ንተክል
ይቆርፁ
ነስቲ
ድርቂ ይጋብዙ
ንሕብሕብ
ሥጋ ሰብ ይቆርፁ
እውቀት ንምሕዝ
አ እምሮ የደብዝዙ
ፍትሓውያን
ፍርደ ገምደላውያን
ንፅዕር
ይፍክሩ
ንምነይ
ይጅሓሩ
እንትንቃለስ ኽንነብር
እንትቀትሉ፥
እንትርሕርሕ
ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ::

ንሕና
ተጋሩ
ንሳቶም
አምሓሩ
ኣሕንቂ ቅናዮም
እንታይ ዘይገበሩ::

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *