ናይ ቀደም ከይኣክል..!

News

ናይ ቀደም ከይኣክል..!

ወዲ ድሙ ኣይገድፍ
ግብረ እሙ
ናይቀደም ከይዓክል ሕድሞና ተዕንው ከምሕሙ
ሸርሚሙ ቆርሚሙ
መዳጎርያ ኢትዮጰያ
መሬት ትግራይ ሸንሽኑ ክትልውጥ ንኤርትራ
ባሕሪ ክትውንን ክትዝርግሕ ተኾርመተ ኣእጋራ።

ደፍተራ ወዲ ደፍተራ
ተዝኮነላ እኩይ ተግባራ
ትግራይ ህዝቢ ከም ኩኪናይ
ገኒዛ ክተጉርዕ ክወርደላ ዛራ።

ህዝቢ ምስህዝቢ ክባላዕ
ንሳ ዛር ክፍውሳ
ፍትፍት እናኾለሳ
ትግራይ በል ኤርትራ
ክትሃስስ ተደምሲሳ
ኩኩናይ ምስሃለቐ
ክትዘፍ ፍ ባሕሪ ዓሳ።

ምልክታ:-
እብቲ መወዳእታ ዘረባ ስምዕዎ ትግራይ ንምሻጥ ዝገበሮ መደረ።

Click here to display content from YouTube.
Learn more in YouTube’s privacy policy.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *