ኣንጭዋ፣ እንጭዋ

News

“ኣንጭዋ፣ እንጭዋ!
“እናሰተኺ ስዋ
“ይሕሸኪ አብ ዓድዋ፣
“ትኸዲ’ሞ ሽዋ
“ትንፋስኪ የሕልፍዋ”
ኢለኪ’ኮ ነይረ፣
ቅድሚ ዝኣገረ፣
ግንከ ኣብይኽኒ፣
ምዓዝ ሰሚዕኽኒ!
ጉድ እዩ ንቕያ…
እሞ ረኸብክያ፣
‘ዞም ጉዳማት ሽዋ
ትንፋስኪ አሕለፍዋ።
ገ/ኢ. ጐርፉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *