ወዲ ድሙ ኣይገድፍ ግብረ ዕሙ!

እንደ ኣባቱ ቅድመ ኣያቱ ምንቀኝነት ስር የሰደደ ካኝጀቱ ቢንቅሉት ቢነቅሉት በከንቱ እንደነቀርሳ ብዛቱ የለው መድሃኒቱ ሲሰራጭ እስከ ኣናቱ ላይቀር መሞቱ ኣዳከመው ከስልቱ ዘመድ ጎረቤቱ:: እንደ ኣባቱ ቅድመ ኣያቱ ወተት ሲሉት […]

Continue Reading

ጽዋእ-ሞት

ጽዋእ-ሞት ሓደ ኣለና ኢሎም “ቴድሮስ! ቴድሮስ!” ክብሉ “ኢድ ዘይህብ ጅግና” ኢሎም ክዕልሉ፣ ትግራይ ዕጽፊ ጌርና፣ ድማይ ሠሊስናሉ። ቴድሮስዶ ኣምሓራይ? እንኡ ቅማንቲ ቋረይቲኮ እያ። በደል ደጃት ውበ ንምኽሓስ ብሞያ፣ ረገጾም ነምሓራ […]

Continue Reading

ሓድሽ ወለዶ ይለብም!

ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢ ህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢ ክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ! ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራ ዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራ ፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ። ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ ከይነቕሓ […]

Continue Reading