Human Rights Council Fifty-fourth session Comprehensive investigative findings and legal determinations International Commission of Human Rights Experts on Ethiopia.

I. Introduction 1. The human rights situation in Ethiopia deteriorated dramatically from 3 November 2020, after conflict broke out between the Federal Government and the Tigray People’s Liberation Front (TPLF). […]

Continue Reading

ንመለስ፣ ነገር ባሓፁሩ!

ድሕሪ ኽንደይ ኸርተት ነዊሕ ጉዕዞ ሓፀውፀው ናብራ ስደት፣ ምስራቅ ምስረገፆ፣ ዘደንገፆ፣ ምዕራብ ዘደንዘዞ፣ ሽቐጥ መቐጥ ዝነገሶ ኽብሪ ሰብ ዝረኸሶ፣ ዓይኒ የለ ስኒ ሃሰስ ኸይፈተና በ ጦቡሎቅ ሹዶናይ በል ጎርዞ:: ኽጥምዝዞዶ […]

Continue Reading

ይገርመናሎ!

ይገርመናሎ! ቀጥቂጥካ፣ ጀፊዕኻ ኽንደይ ዘየቑሰልካ:: ሓሪድካ ኽንደይ ደም ዘየፍሰስካ: ቀቲልካ ኽንደይ ዘይቐበርካ:: ደቂ ሰብ ምጏኖም ቅንጭ ከይበለካ: እንታይስ ዓጅቡካ ቑፅሮም ዘይፈለጥካ: መንከ ኽሓተካ:: ውዒልካ ሓዲርካ ቐኒኻ ዓመታት ኣቑፂርካ: ዊስኪ እናሰተኻ […]

Continue Reading

ጋሻ

ዘይሐልፍ ጋሻ ኣጥቢቕካ ስዓሞ ዝብል ጽዋ ጥንቲ ቀደም ወለድና ሎሚ ዝመጸና ሓድሽ ጋሻ ግና ብመረብ ወሪዱ ኣትባራ ዝጽምበር ምኣዝ ሰብከ ኾይኑ፣ ጋሻ-ውሕጅ እምበር። ጋሻ-ውሕጅ’ዩ፣ ማንም ዘይሓለሞ፣ ሒዙካ እንትኸይድ ጋሻ-ውሕጅ’ሞ ከመይ […]

Continue Reading