HUMAN RIGHTS WATCH & PHYSICIANS FOR HUMAN RIGHTS JOINT SUBMISSION TO THE 4th UNIVERSAL PERIODIC REVIEW OF THE FEDERAL DEMOCRATIC REPUBLIC OF ETHIOPIA

HUMAN RIGHTS WATCH & PHYSICIANS FOR HUMAN RIGHTS JOINT SUBMISSION TO THE 4th UNIVERSAL PERIODIC REVIEW OF THE FEDERAL DEMOCRATIC REPUBLIC OF ETHIOPIA INTRODUCTION 1. Ethiopia’s human rights situation deteriorated […]

Continue Reading

UNIVERSAL PERIODIC REVIEW – FOURTH CYCLE Joint Submission of the International Bar Association’s Human Rights Institute and the Coalition for Genocide Response to the 47th session of the Human Rights Council’s Universal Periodic Review Working Group

UNIVERSAL PERIODIC REVIEW – FOURTH CYCLE Joint Submission of the International Bar Association’s Human Rights Institute and the Coalition for Genocide Response to the 47th session of the Human Rights […]

Continue Reading

ብሰንክኻ ትግራይ ተዕዊ

ብሰንክኻ ትግራይ ተዕዊ ሌትን ቀትሪ ነዲዳ ብሓዊ!! ዓለም እንትተፍሪ ዝይተለሊ ጥዑም ይኹን መርዛም ነዉሪ። ስብ ኣይብዎ ሸይጣን ዝበሃል ተፈሪ ትግራይ ዘሕለፈቶ ግዜ እርይ ቑፅሪ በደልን መከራን ዓቐን ስፍሪ ከይትላዓል ክትከድ […]

Continue Reading

ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ!

ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ ኣብ ሜዳ ዕሠል። ወጊሑ ለይቲ ፀልማት ድፍንቲ ዓይኻ ተንቆሩኻ ዘይትሪኤሉ መብካዕቲ። ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ ኣብ ሜዳ ዕሠል ብርርሃን ነጊሡ ተኾሊዑ መስቀል ዕንጨቲ ጭራሮ ዝነቐዘ ደጎል […]

Continue Reading

ትግራይ ትፍረስ ትደምሰስ!

ትግራይ ትፍረስ ትደምሰስ! ኣንታ ዘይንሰምዖ የለን ሳልሳይ ወያነ ኢህን መነይ በል ካልዖት እውን ፀውዔለይ ላዕልን ታሕትን ዝዋራጨፉ ንሕና ንሕሸኩም እናበሉ ሥልጣን ሓቡና ከይትስንፉ። እሹ ሕራይ ትግራይ ብደም ተጋደልቲ ሕወሓት እና […]

Continue Reading

ተሓፅቦሞ ተመሊሱ ጭቃ

ተሓፅቦሞ ተመሊሱ ጭቃ እንተ ንስኻስ ዝቦኽበኽካ ወይከ ዘይትፀርይ ትሓፅቡኻ። እፍ-እፍ ኢሎም ተኽበሩኻ ምራሕ ኢሎም ተሸሙኻ ፆሞም ሓዲሮም ተዕንጉልኻ ፅምዒ ማይ ጎሮሮም እናስንጠቖ ከም ሽተል ካራ ንስኻ በሽበሽ እናበልካ እናጎፅጎፅካ ዊስኪ […]

Continue Reading

ወንጀለኛ!

ወንጀለኛ! ዝኹሉ ተጓይኻ እናፈርጠጥካ ሥልጣን ኮረቻ ኹጢጥ ዝፀምእዔካ ስብ ዘይፈለጠልካ ለካስ ነይርዎ እዩ ድርብርብ ማሕለካ። ከይኣክል ናጥሪት፣ ናይመስተ ወልፊ ዘይኣነ ሑሉፍ ለፍላፊ መን ይብሉኻ ብስም ህዋሓት ናማሓልካ ኣብ ብልፅግና ዝጠሓልካ […]

Continue Reading

ሆየ-ሆየ፣ዘይበለ ዘይታዓደለ!

ሆየ-ሆየ፣ዘይበለ ዘይታዓደለ! ዓኒ ዋሪ ፅብቅቲ ኹሕሊ ናባይ በሊ ተዘወሪ-ተዛወሪ፣ ዳዕሮ ዒላ ዋዓሊ ማይ ሹም ሓወልቲ ኩለሊ ጎቦ-ድራ ሰውሒ-ወርቂ ኣብሊ። እብ ማዕገር ሰብ ደው ተሓንገሪ ዓሊላ-ዓልሊ ካሌብ ኤዛና ሳዓሚ ማዕተብክን መስቀልክን […]

Continue Reading

ክሓልፍ እዩ ዘበን ክዝክሮ!

ክሓልፍ እዩ ዘበን ክዝክሮ! ዘይደየብናዮ ጎቦ ዘይወረድናዮ ሽንጥሮ ዘይንሾልኮ መንቀርቅሮ ንብረቱ ዘይተበርበሮ ሹቶል ዘይተወርወሮ መሬት ትግራይ የለን ንሕብሮ። በደል መጥቃዕቲ ስብ ዘይፀሮ ጥምየት ሕማም ተካን ኑሮ ኣንኮበር ሸዋ እንታይ ዘይገበሮ […]

Continue Reading

ሓሶት!

ሓሶት! ሓሶት እንትዳገም ብዘይዕቅን ይሃጥርዶ ይምንምን ይሓፍስዶ ይቀጥን ይረግዕዶ ማጨባ ይኽውን። ይውንጨፍዶ ይሳለይ እናበለ ትለይ ትለይ። ይግርሽዎዶ መሊሱ ይሓምም ዕርቃነሥግዑ ይቓላዕ ፈቆዶ ፅርግያ ፅባሕ ፅባሕ ከም ዑቡድ ከሊቢዋዕ ዋዕ ሓላፊ […]

Continue Reading