Once A Traitor, Always A Traitor!

ይስመዔካዶ ኸምዝኸማይ ይረአየካዶ ዓውዲ ጦር ምስለይ ዓዕፅምተ ተሓምሺሹ ሥጋይ ተቦጊሉ ደም ክፈስስ ኸም ማይ ይስመዔካዶ ኸምዝኸማይ: ገፀይ ተደምሲሱ ኸብደይ ተሓሪሱ ጣልያን ከይኣክል እዚዖም ዝባአሱ ኣክንዲ ዝኽሕሱ ንሶም ተመለሱ እታዘላትኒወሪሮም ንኸብርሱ […]

Continue Reading

ወዲ ድሙ ኣይገድፍ ግብረ ዕሙ!

እንደ ኣባቱ ቅድመ ኣያቱ ምንቀኝነት ስር የሰደደ ካኝጀቱ ቢንቅሉት ቢነቅሉት በከንቱ እንደነቀርሳ ብዛቱ የለው መድሃኒቱ ሲሰራጭ እስከ ኣናቱ ላይቀር መሞቱ ኣዳከመው ከስልቱ ዘመድ ጎረቤቱ:: እንደ ኣባቱ ቅድመ ኣያቱ ወተት ሲሉት […]

Continue Reading

ጽዋእ-ሞት

ጽዋእ-ሞት ሓደ ኣለና ኢሎም “ቴድሮስ! ቴድሮስ!” ክብሉ “ኢድ ዘይህብ ጅግና” ኢሎም ክዕልሉ፣ ትግራይ ዕጽፊ ጌርና፣ ድማይ ሠሊስናሉ። ቴድሮስዶ ኣምሓራይ? እንኡ ቅማንቲ ቋረይቲኮ እያ። በደል ደጃት ውበ ንምኽሓስ ብሞያ፣ ረገጾም ነምሓራ […]

Continue Reading

ሓድሽ ወለዶ ይለብም!

ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢ ህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢ ክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ! ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራ ዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራ ፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ። ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ ከይነቕሓ […]

Continue Reading