ይገርመናሎ!

ይገርመናሎ! ቀጥቂጥካ፣ ጀፊዕኻ ኽንደይ ዘየቑሰልካ:: ሓሪድካ ኽንደይ ደም ዘየፍሰስካ: ቀቲልካ ኽንደይ ዘይቐበርካ:: ደቂ ሰብ ምጏኖም ቅንጭ ከይበለካ: እንታይስ ዓጅቡካ ቑፅሮም ዘይፈለጥካ: መንከ ኽሓተካ:: ውዒልካ ሓዲርካ ቐኒኻ ዓመታት ኣቑፂርካ: ዊስኪ እናሰተኻ […]

Continue Reading

ጋሻ

ዘይሐልፍ ጋሻ ኣጥቢቕካ ስዓሞ ዝብል ጽዋ ጥንቲ ቀደም ወለድና ሎሚ ዝመጸና ሓድሽ ጋሻ ግና ብመረብ ወሪዱ ኣትባራ ዝጽምበር ምኣዝ ሰብከ ኾይኑ፣ ጋሻ-ውሕጅ እምበር። ጋሻ-ውሕጅ’ዩ፣ ማንም ዘይሓለሞ፣ ሒዙካ እንትኸይድ ጋሻ-ውሕጅ’ሞ ከመይ […]

Continue Reading

በራድ እንተገልበጥካዮስ በራድ!

የማን ፀጋም ፀፋዕፋዕ ንፀሊም ፃዕዳ ጎንብሕ ጥልዕ ፕረዚደንታት በሎ ግዝኦም ዝሓለፈ ዐዕራብ ንጉሥታት ጉርንጭቶም እመት ዝኣክል መልሓስ ሞረድ እናደጋገምካ ምልሓስ ክሳዕ ዝጭምደደ፣ እንተተኾቡ ቁርብተይ ርያድ:: ሃንፋፍ ኢድ ስብ ዝለመደ ከይፀመደ […]

Continue Reading

ማን ልበል የዱር እንስሳ! እታለም ኃይለማርያም ወይስ መነን ኃይሌ ኣንርሳ!

ኣባቱን ኣያውቅ እናቱም እንደዝያ የቆመበት መሬት ባእድ ሃገር ማን ከማን ሳይለይ የእትብት ልጅ ሳይል ባይቶዋር ሲያስተናግድ ኣብሮ እንዲኖር የፈረደበት እዳ ተቀባይ እንግዳ:: ይህ ኣልብቃ ብሎ የሸይጣን ልጅ ዲያብሎ፣ ባይቶዋር ትርክቱን […]

Continue Reading

ብርጌድ ንሓመዱ!

ተቀበለኒ ዝናረይ ኹላይ ሰናዲረይ ሓውይ ወዲ ኣደይ ኣይደኸምኩን ኣይበልኩን ረይረይ ጥይት መንዚዕዋ ተቓላሲት ኢደይ ደመይ ይፍሰስ ይስተዮ መሬት ኣዲ ኣቦይ ኾላይ ወላዲተይ የብቑል ፍዮሪታት ዝብል ለይለይ:: ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ ኣብ ሩሑቅ  ይኹን ቀረባ ይመችው ወይም ይኽፋእኻ ተቀበለኒ ዝናረይ ታዓጠቅ ብረተይ ኹን ፈዳይ ሕነይ: ሕድሪ ኣለካ ናይ ስውኣት ዓሕዋትካ/ኣሓትካ ከይኣክል ናይ ባዕዳውያን መፅቐቲ […]

Continue Reading

(Updated) ዘይወግሕ ወጋሕታ!

ኩኩናይ ዘይንቁወሉ መረበታ ገድሊ ምሸት ገድሊ ወጋሕታ ወላድ  ምግልጋል ፃዕሪ እንትጎታ ክሳብ ኣፈሞታ ኣብክንዲ ክንዲ ሓገዝ ምሃብ ዘውርድ እፎይታ ምሽምጣጥ ተፀጊዕኻ ኣብዝሞቀ ቦታ እናበልካ ባዕላ ዘምፀኦቶ ሸማሚታ ክተሽሞንምን ኣብ ገዛ እንዳማታ: ጉንብስ ጥልዕ ዘልመደት ንጎይታ: እናበሉ ትልብድዋ ዘይ ናታ: ኣንታ! በል ስማዕ መዘከርታ! ነገር ሽፍታ ናታስያ ንሓማታ! ቀደሙውን  ዝኹሉ ዋዕዋዕታ ነወሕቲ መላሕስ  ፈርኬታ ባዕሎም ጮርጊፎም ኡይኡይታ:: እዋን ገድሊ ኾታ! መጀመርታ እዋን ‘ዘመነ መሳፍንት’ ኢልካ መፀለምታ ሹም ምሃብ መፀዋዕታ:: ሓደ ሓደ ሰባት ሚካኤል ሱሑል ‘ዘመነ መሳፍንት’  ዝብል:: ስያሜ ን1676-1876 ሂቡእሎም ይዛረቡ:: ሱሑል ዝበሎ “ፍፃሜ መንግሥቲ” እንትኾውን  “ፍፃሜ መንግሥቲ” ማለትን ‘ዘመነመሳፍንት’  ማለት ሓደ  ትርጉም ፈፂሙ የብሉን:: ‘ዘመነ መሳፍንት’ ዝበልዎ ናይ ኣምሓራ ፀሓፍትን: ሊሒቃን ኢዮም :: ኣምሓራ ሊሕቃን ኣልየቶም ጠቕሊሉን ጨምዲዱን እንተዘይገዚዑመሬት እንዳማቶም: እንተዘይጎቢጦም: ንዖዖም እንተዘይጢዒምዎም:  መፀለምታ ነውሪ ስም ‘ዘመነ መሳፍንቲ’ ኢሎም  የናሽውዎነዙይ ሕንፍሽፍሽ ባዕሎም ክምዘይፈጠርዎ:: ቁስሊ ዝፍጠር ኣካል መጥቃዕቲ ምስበፅሖ እዩ:: ቁስሊ ስቅ ኢሉካብ ሃዋሁው ጡብ  ኢሉ ኣይፍጠርን:: […]

Continue Reading