ትግራይ ትፍረስ ትደምሰስ!

ትግራይ ትፍረስ ትደምሰስ! ኣንታ ዘይንሰምዖ የለን ሳልሳይ ወያነ ኢህን መነይ በል ካልዖት እውን ፀውዔለይ ላዕልን ታሕትን ዝዋራጨፉ ንሕና ንሕሸኩም እናበሉ ሥልጣን ሓቡና ከይትስንፉ። እሹ ሕራይ ትግራይ ብደም ተጋደልቲ ሕወሓት እና […]

Continue Reading

ተሓፅቦሞ ተመሊሱ ጭቃ

ተሓፅቦሞ ተመሊሱ ጭቃ እንተ ንስኻስ ዝቦኽበኽካ ወይከ ዘይትፀርይ ትሓፅቡኻ። እፍ-እፍ ኢሎም ተኽበሩኻ ምራሕ ኢሎም ተሸሙኻ ፆሞም ሓዲሮም ተዕንጉልኻ ፅምዒ ማይ ጎሮሮም እናስንጠቖ ከም ሽተል ካራ ንስኻ በሽበሽ እናበልካ እናጎፅጎፅካ ዊስኪ […]

Continue Reading

ወንጀለኛ!

ወንጀለኛ! ዝኹሉ ተጓይኻ እናፈርጠጥካ ሥልጣን ኮረቻ ኹጢጥ ዝፀምእዔካ ስብ ዘይፈለጠልካ ለካስ ነይርዎ እዩ ድርብርብ ማሕለካ። ከይኣክል ናጥሪት፣ ናይመስተ ወልፊ ዘይኣነ ሑሉፍ ለፍላፊ መን ይብሉኻ ብስም ህዋሓት ናማሓልካ ኣብ ብልፅግና ዝጠሓልካ […]

Continue Reading

ሆየ-ሆየ፣ዘይበለ ዘይታዓደለ!

ሆየ-ሆየ፣ዘይበለ ዘይታዓደለ! ዓኒ ዋሪ ፅብቅቲ ኹሕሊ ናባይ በሊ ተዘወሪ-ተዛወሪ፣ ዳዕሮ ዒላ ዋዓሊ ማይ ሹም ሓወልቲ ኩለሊ ጎቦ-ድራ ሰውሒ-ወርቂ ኣብሊ። እብ ማዕገር ሰብ ደው ተሓንገሪ ዓሊላ-ዓልሊ ካሌብ ኤዛና ሳዓሚ ማዕተብክን መስቀልክን […]

Continue Reading

ክሓልፍ እዩ ዘበን ክዝክሮ!

ክሓልፍ እዩ ዘበን ክዝክሮ! ዘይደየብናዮ ጎቦ ዘይወረድናዮ ሽንጥሮ ዘይንሾልኮ መንቀርቅሮ ንብረቱ ዘይተበርበሮ ሹቶል ዘይተወርወሮ መሬት ትግራይ የለን ንሕብሮ። በደል መጥቃዕቲ ስብ ዘይፀሮ ጥምየት ሕማም ተካን ኑሮ ኣንኮበር ሸዋ እንታይ ዘይገበሮ […]

Continue Reading

ሓሶት!

ሓሶት! ሓሶት እንትዳገም ብዘይዕቅን ይሃጥርዶ ይምንምን ይሓፍስዶ ይቀጥን ይረግዕዶ ማጨባ ይኽውን። ይውንጨፍዶ ይሳለይ እናበለ ትለይ ትለይ። ይግርሽዎዶ መሊሱ ይሓምም ዕርቃነሥግዑ ይቓላዕ ፈቆዶ ፅርግያ ፅባሕ ፅባሕ ከም ዑቡድ ከሊቢዋዕ ዋዕ ሓላፊ […]

Continue Reading

ታዓገስ!

ታዓገስ! ዝባን ሕጊ፣ ዝባን ዓዲ፣ ዝባን ስውኣት ታዓገስ፣ ነገር ኣይትጎስጉስ ከይኣክል ገዛይ ክተፍርስ፣ ሕዚ መረባይ ጢሒስካ ጥልዕ ጎምበስ ትብል ዕግርግር ትርምስምስ ንስኻ መን ይብሉኻ ውዕል ፈሰስ ኣማኒኻ እትጣረስ ዘብለዔካ ኢድ […]

Continue Reading

“ቁጥር 7 ኢትዮጵያዊነት የሚበየንበት ክፍል ነው” – ፓስፖርት ለማግኘት የሚንገላቱ የትግራይ ተወላጆች

“ቁጥር 7 ኢትዮጵያዊነት የሚበየንበት ክፍል ነው” – ፓስፖርት ለማግኘት የሚንገላቱ የትግራይ ተወላጆች የሰሜን ኢትዮጵያውን ጦርነት ተከትሎ በመቀለ የሚገኘው የኢሚግሬሽን እና ዜግነት አገልግሎት ቅርንጫፍ አግልግሎት በማቆሙ የክልሉ ተገልጋዮች አዲስ አበባ በሚገኘው […]

Continue Reading