“ኣንጭዋ፣ እንጭዋ!
“እናሰተኺ ስዋ
“ይሕሸኪ አብ ዓድዋ፣
“ትኸዲ’ሞ ሽዋ
“ትንፋስኪ የሕልፍዋ”
ኢለኪ’ኮ ነይረ፣
ቅድሚ ዝኣገረ፣
ግንከ ኣብይኽኒ፣
ምዓዝ ሰሚዕኽኒ!
ጉድ እዩ ንቕያ…
እሞ ረኸብክያ፣
‘ዞም ጉዳማት ሽዋ
ትንፋስኪ አሕለፍዋ።
ገ/ኢ. ጐርፉ።
Tigrayan Advocacy & Development Association (TADA)
Promotes democracy, peace, human rights, justice & economic opportunities in Tigray through advocacy & development work.
“ኣንጭዋ፣ እንጭዋ!
“እናሰተኺ ስዋ
“ይሕሸኪ አብ ዓድዋ፣
“ትኸዲ’ሞ ሽዋ
“ትንፋስኪ የሕልፍዋ”
ኢለኪ’ኮ ነይረ፣
ቅድሚ ዝኣገረ፣
ግንከ ኣብይኽኒ፣
ምዓዝ ሰሚዕኽኒ!
ጉድ እዩ ንቕያ…
እሞ ረኸብክያ፣
‘ዞም ጉዳማት ሽዋ
ትንፋስኪ አሕለፍዋ።
ገ/ኢ. ጐርፉ።