ወለደይ ተጋሩ!

መን ኣሎ ብድልየቱ ፀገም መከራ ዝፍቱ ባዕሉ አብ ጪንቂ ዝኣቱ:: ቃልሲ መቂሩኒ መስዋእቲ ናፊቁኒ ምንባር ኣፅሊኡኒ እንተይኾነ ምርጫይ ኸይትጋገይ ብፃይ ኽነግረካ እጫይ:: ታይደኣ: ኸምዕድል ኾይኑ ወለደይ ተጋሩ ብፀገም መከራ መግዝኣት ኣምሓራ እንጅቶም ሓሪሩ ተይሞቱ ብደወዎም ተቀበሩ:: እሞ ናቶም ኸይአክል ብእዋኑ እቲ መግዛዕቲ ብዝኸበደ ጎኑ ተዛመተ […]

Continue Reading

ጎጃም በረንዳ እህል ተራ 

ሰማይ ሰማያቱን በረራ መጣሁን ዘልቄ ሰሜን ተራራ ጎጃም በራንዳ እህል ተራ ላሠራጭ የማከብረው ሥራ:: ስሜ  የውሽት ጎተራ ትውልዴ ጋይንት አማራ ሱስ አለብኝ ሕይወቴን የሚጋራ: አንደኛው ጉራ ዳግምኛው ሲወራ ባልነግረው ቢሻል ነበር ኣዳሜ ከሚፈራ:: እንደ ዳሜራ: እሳት የሚዘራ:: መሬት: በደም ማጨቀየት: ሰው […]

Continue Reading

ኹሉ ተራ አለዎ ግዜ ንሓልዎ

የመና በዚሑ ካብዕቕን ንላዕሊ ገንፊሉ ካብ ካራ ሲሒሉ ኸም እሳተ ጎመራ ኣብሊሉ ሲኦል አይብልዎ ጏህሪ እሾኽ አይብልዎ በትሪ ገዛኣቲ ኣንዳዕዲዖም እንትረግፁ: እንትዕምፁ: ተላግፁ: መሬት እንዳማቶም ገሚዖም እንትቆርፁ: ተበዳላይ ተደርፂፁ: አፅቂጡ […]

Continue Reading