ተናበብ ተመዓራረይ!

….ትግራዋይ/ወይቲ ማለት ሺመት ኣይኾነን ስዕረት: ሃብቲ ኣይኾነን ድኽነት ቅይሒ ኣይኾነን ፅልመት: ርጉዲ ኣይኾነን ሽንቅት መቐነት ሕፅረት ኣይኾነን ነዊሕ ቁመት: ወገን ኣይኾነን ዓልየት ዓኻይ ኣይኾነን ባላባት: ስበይቲ ኣይኾነትን ስብኣይ ቆልዓ ኣይኾነን […]

Continue Reading

ኹሉ ተራ አለዎ ግዜ ንሓልዎ

የመና በዚሑ ካብዕቕን ንላዕሊ ገንፊሉ ካብ ካራ ሲሒሉ ኸም እሳተ ጎመራ ኣብሊሉ ሲኦል አይብልዎ ጏህሪ እሾኽ አይቭልዎ በትሪ ገዛኣቲ ኣንዳዕዲዖም እንትረግፁ: እንትዕምፁ: ተላግፁ: መሬት እንዳማቶም ገሚዖም እንትቆርፁ: ተበዳላይ ተደርፂፁ: አፅቂጡ […]

Continue Reading