ተናበብ ተመዓራረይ!

….ትግራዋይ/ወይቲ ማለት ሺመት ኣይኾነን ስዕረት: ሃብቲ ኣይኾነን ድኽነት ቅይሒ ኣይኾነን ፅልመት: ርጉዲ ኣይኾነን ሽንቅት መቐነት ሕፅረት ኣይኾነን ነዊሕ ቁመት: ወገን ኣይኾነን ዓልየት ዓኻይ ኣይኾነን ባላባት: ስበይቲ ኣይኾነትን ስብኣይ ቆልዓ ኣይኾነን […]

Continue Reading