ትግራ አላ እድመ ብዙሓት አሉላ!

(ብበላይ አምበላይ) – ኽፍክር አይደለኩን ፈኪረ እውን አይፈልጥን እንካንዶብዘይተገብረ ቦሎኽሎኽ ኸምዘሓረረ ጥረ ብዝተገበረ ቅያ ዓለም ዘመስከረ አይፈልጥን ፈኪረ:: ይመስክር ውግዕ ዝዋዓለ: ምሳይ ዝነበረ እንትካሻሕ ጠምሻሕሻሕ እንትንዋደቅ እንትንትስዕ ቃላይ ድም እንትንሕምስ […]

Continue Reading

ይአክል! በቃ ይአክል!!

(ብተመስገን ከበደ) – ብጽልዒ ተወጠሩ ንምቅታል ንፁሕ በል ገበነኛ ንድሕሪት ዘይብሉ ዘስዕቦ ጉድ ዘየስተውዕሉ:: ኽንደይ ግዜ ኽንፅበዮም ኽንደይ ግ አብ ማዕገርና ኽንሽከሞም ሕጅስባ ንዮው በሎም ምስጋዕ ገልጠሞም:: ኽንደይ ግዜ ኽስትዩ […]

Continue Reading

ንሕና!

(ብያሬድ ሕሉፍ) – ንሠርሕ የፍርሱ ንተክል ይቆርፁ ነስቲ ድርቂ ይጋብዙ ንሕብሕብ ሥጋ ሰብ ይቆርፁ እውቀት ንምሕዝ አ እምሮ የደብዝዙ ፍትሓውያን ፍርደ ገምደላውያን ንፅዕር ይፍክሩ ንምነይ ይጅሓሩ እንትንቃለስ ኽንነብር እንትቀትሉ፥ እንትርሕርሕ […]

Continue Reading

ሲኦል ድሕሪ ኽንደይ

(ብተመስገን ኸበደ) – ድሕሪ ኽንደይ ሲኦል ድሕሪ ኽንደይ ጏሕሪ ኤርትርያ እዙይዶ ትሓሪ! ኽንደይ ሕዝቢ ኸምዘይፈለሰ: ኽንደይ ዐጽሚ ኸምዘይተደቆሰ: ኽንደይ ኣካል ኸምዘይ ተደርመሰ: ኽንደይ ደም ኸምዘይ ተኸስከስ: ኸክንዲ ንብዓት ኸም ውሕጅ […]

Continue Reading