ብርጌድ ንሓመዱ!
ተቀበለኒ ዝናረይ ኹላይ ሰናዲረይ ሓውይ ወዲ ኣደይ ኣይደኸምኩን ኣይበልኩን ረይረይ ጥይት መንዚዕዋ ተቓላሲት ኢደይ ደመይ ይፍሰስ ይስተዮ መሬት ኣዲ ኣቦይ ኾላይ ወላዲተይ የብቑል ፍዮሪታት ዝብል ለይለይ:: ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ ኣብ ሩሑቅ ይኹን ቀረባ ይመችው ወይም ይኽፋእኻ ተቀበለኒ ዝናረይ ታዓጠቅ ብረተይ ኹን ፈዳይ ሕነይ: ሕድሪ ኣለካ ናይ ስውኣት ዓሕዋትካ/ኣሓትካ ከይኣክል ናይ ባዕዳውያን መፅቐቲ […]
Continue Reading